Recent Posts
- መልእኽቲ በዓል ፋሲካ 2026 ካብ ኣቡነ መንግሥተኣብ
- ክብረ በዓል ኣዴና ኪዳነ ምሕረት 02-23-2026
- መልእኽቲ በዓለ ልደት 2025 ካብ ኣቡነ መንግሥተኣብ ተስፋማርያም
- ሓዋርያዊ መሌእኽቲ ርእሰ ሉቃነ ጳጳሳት ሌዮን መበሌ 14
- መልእኽቲ ሓድሽ ዓመትን ሓንሰ መስቀለ 2025 ካብ ኣቡነ መንግሥተኣብ Archbishop Menghesteab’s New Year Message
- ንዝኽሪ ጽንብል ር.ሊ.ጳ. ልዮን XIV
- መልእኽቲ በዓል ፋሲካ 2025 ካብ ኣቡነ መንግሥተኣብ
- ፍኖተ – መስቀልን ካልእ ጸሎታትን
- ንግደት፡ ቅዱስ ቦታታትን፡ ስርየት ሓጢኣትን
- እንሄኹ ባርያ እግዚኣብሔር – ስብከት ብፁዕ ኣቡነ መንግሥተኣብ ኣብ ክብረ በዓል እኖና ኪዳነ ምሕረት ኣስመራ 23-02-2025
Archives
RSS Vatican News – ትግርኛ
- ር.ሊ.ጳ. ልዮን መበል 14 ምስ ግዳያት ግህሰት ኣብ ስጳይና ተራኺቦም June 9, 2026ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ኣብ ርእሰ ከተማ ማድሪድ ስጳይና ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ ውዕሎኦም ብገለ ገለ ኣባላት ውሉደ ክህነት ግዳያት ዓመጽ ምስ ዝኾኑ ብሕታዊ ርክብ ከም ዘካየዱ ናይ ቅድስቲ መንበር ዜናን ክፍሊ ማሕተምን መግለጺ ኣፍሊጡ። ንኩሉ ኣንብብ
- ር.ሊ.ጳ. ንባይቶ ስጳይና፡ ፍትሓዊ ሕብረተሰብ ንነፍሲ ወከፍ ሰብኣዊ ህይወት፡ ሰላም፡ ናጽነት ይጣበቕ June 9, 2026ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ኣብ ማድሪድ ዕለት 8 ሰነ ንግሆ ምስ ናይ ስጳይና ኣባላት ህዝባዊ ባይቶ ተራኺቦም ኣብ ዘስምዕዎ መደረ እዚ ርክብ እዚ ንፈለማ ግዜ ምዃኑ ብምምልካት ነፍሲ ወከፍ ናይ ብሓቂ ደሞክራስያዊ ሕብረተሰብ ሓሳብካ ናይ ምግላጽን ናይ ሕልናን ሃይማኖትን ናጽነት ከስፍሕ ኣለዎ፤ ኣባይቲ ስድራ ምድጋፍ ንሓደ ህዝቢ ከም ዘደልድል፤ ህይወት ካብ ምጽናስ ክሳብ […]
- ር.ሊ.ጳ. ልዮን መበል 14 ምስ መራሔ መንግስቲ ስጳይና ፔድሮ ሳንቸዝ ተራኺቦም June 9, 2026ናይ ስጳይና መራሔ መንግስቲ ፔድሮ ሳንቸዝ ቅድሚ ንግሆ ምብጻሕ ኣብ ሕዝባዊ ባይቶ ስጳይና ዕለት 8 ሰነ ንግሆ ምስ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ክሌኣዊ ክርክብ ከም ዘካየደ ዜና ቫቲካን ኣፍሊጡ። ንኩሉ ኣንብብ
- ር. ሊ. ጳ. ኣብ ማድሪድ፦ ንነፍሲ ሕብረተሰብ ንምዕቋብ ሓደ መርበብ ንስራሕ June 8, 2026ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ምስቶም ካብ ጉጅለታት ባህልን ትምህርትን ንግድን ስፖርታዊ ምንቅስቓሳትን ምስ ዝመጹ ተወከልቲ ኣብ ዘካየድዎ ጉባኤ ቃለ ምዕዳን ለጊሶም፣ ኣባኡ ድማ ክብሪ ወድሰብን ከምኡውን ሓድሽ ናይ ሓባራዊ ረብሓ ስምዒትን ከደንፍዑ ጻውዒት ኣቕሪቦም። ንኩሉ ኣንብብ
- ር.ሊ.ጳ. ብሞት ሞዛምቢካዊ ጳጳስ ሲቶራ ኣፎንሶ ዘመሓላለፍዎ ናይ ሓዘን መግለጺ June 8, 2026ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 በቲ ኣብ መንበሪ ቤቶም እንከለዉ ብጥይት ዝተቐትሉ ጳጳስ ኲሊማነን ሓዋርያዊ መስተናብር ቤይራን ዝተሰመዖም ሓዘን ከም ዝገለጹ ናይ ቅድስቲ መንበር ዜናን ክፍሊ ማሕተምን መግለጺ ኣፍሊጡ። ንኩሉ ኣንብብ
- ር. ሊ. ጳ.፦ ጸጋ ቅዱስ ቍርባን ብኸመይ ከም ዘሓድሰናን ናይ ተስፋ ቀለስቲ ኣካላት ከም ዝገብረናን June 8, 2026ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ኣብ ማእከል ከተማ ማድሪድ፣ ልዕሊ 1.2 ሚልዮን ዝኾኑ ሰባት እተሳተፍዎ ናይ በዓለ ቅዱስ ቍርባን ጽምብላት መሪሖም፣ ንምእመናን እስጳኛ ድማ፣ "እቲ ነዛ ሃገር እዚኣ ንዘመናት ዝቐረጻን ዝሓነጻን ሃይማኖታዊ መንፈሳውነት፣ ሓደ ክበጻሕ ዘለዎ ናይ ዝሓለፈ ዘመናት ቤተ-መዘክር ዘይኰነስ፣ ሎሚ እውን ካብኡ ንላዕሊ ህያው ዝኾነ ናይ እምነት ቤት ትምህርቲ ምዃኑ ከረጋግጹ" ኣተባብዕዎም። […]
- ህቡብ ህዝባዊ መንፈሳውነትን ኣብ ወሰን ንዘለዉ ሓልዮትን June 8, 2026ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን ንምእመናን ስጳይና ዘስምዕዎ መደረ ንመላእ ቤተ ክርስቲያን ዝኸውን መንገዲ ዝሕብር ምዃኑ ናይ ዜና ቫቲካን ዋና ኣሰናዳኢ ኣንድረያ ቶርኒየሊ ኣብ ዘውጸኦ ርእሰ ዓንቀጽ የስተንትን። ንኩሉ ኣንብብ
- ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት፦ ኣብዚ ናይ ግርጭት ዓለም ምሕረት ኣምላኽ ንህይወትና ክቕይሮ ይኽእል እዩ June 8, 2026ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ናብቲ ካብ 7 ክሳብ 12 ሰነ ኣብ ሊትዋንያ ዝካየድ ዓለም ሓቆፍ ሓዋርያዊ ጉባኤ መለኮታዊ ምሕረት ኣብ ዘመሓላለፍዎ ናይ ምስማዐ ርእየት መልእኽቲ ዝምድናታት ብዘበላሹ ወጥሪን ዓመጽን ዝተለለየት ዓለም ደረት ኣልቦ ምሕረት እግዚኣብሔር ዘለዎ ሓይሊ የጒልሑ። ንኩሉ ኣንብብ
- ር.ሊ.ጳ. ንኣጎስጢኖሳውያን ደቂ ማሕበሮም ኣብ ስጳይና፡ ሕብረትን ሓድነትን ንዓለም መልእኽቲ እዩ! June 8, 2026ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ምስ ልዕሊ 220 ዝኾኑ ኣብ ስጳይና ምስ ዘገልግሉ ደቂ ማሕበሮም ኣጎስጢኖሳውያን ካህናትን ደናግልን ዕለት 7 ሰነ ተራኺቦም ኣብ ዝለገስዎ ቃለ ምዕዳን ማሕበር ኣጎስጢኖስ ሕብረትን ሓድነት ልብን ኣገዳሲ መልእኽቲ ንዓለም ከቕርብ ዝኽእል ምዃኑ የጒልሑ። ንኩሉ ኣንብብ
- ር. ሊ. ጳ. ንእስጳኛውያን መንእሰያት፣ "ብልጭታ ሓድሽ ሰብኣውነት ኩኑ" ክብሉ ጻውዒት ኣቕሪቦም June 7, 2026ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14፣ ኣብ ከተማ ማድሪድ ምስ መንእሰያት ሃገረ እስጳኛ ኣብ ዘካየድዎ ርክብ፣ ናይ ምትብባዕን ተስፋን ቃላት ለገሱሎም። ምስ ተወከልቲ መንእሰያት ኣብ ዘካየድዎ ናይ ሕቶን መልስን መደባት ድማ፣ ንታሪኽ ናብ ዝሓሸት ዓለም ንምቕያር ልኡካነ ወንጌል ክዀኑ ጻውዒት ኣቕረቡሎም። ንኩሉ ኣንብብ
- ር. ሊ. ጳ. ኣብ ስጳኛ ናብቶም ኣብ ከተማ ማድሪድ ዝርከቡ ኣዝዮም ተነቀፍቲ ዝኹኑ ሰባት በጺሖም June 7, 2026ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ኣብቲ ኣብ ከተማ ማድሪድ እስጳኛ ዝርከብ CEDIA 24 ሆራስ ተባሂሉ ዝፍለጥ ማሕበራዊ ውጥን ኣብ ዘካየድዎ ጉስነታዊ ምብጻሕ፣ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ናይቲ ሰሙን ዝወሰደ ሓዋርያዊ ዑደቶም፣ ናብ ባርሴሎናን ደሴታት ካናሪን እውን ክበጽሑ ኢዮም። ንኩሉ ኣንብብ
- ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኣብ ስጳይና፡ 'ንወንጌል ተኣማንነት ከረጋግጽን ከሐድስን እየ ዝመጻእኩ!' June 7, 2026ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ኣብ ማድሪድ ንሰበስልጣንን ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ናይ ወጻኢ ሃገራት ልኡካነ መንግስታትን ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፡ ኣብ ኣመንቲ እምነት ኣብ ወንጌል ንምትብባዕ ኣብ ስጳይና ከም ዝርከቡ ገሊጾም፡ ሃይማኖታዊ ናጽነትን ናጽነት ሕልናን ክሕሎ ከም ዘለዎ የጒልሑ። ንኩሉ ኣንብብ
- ር.ሊ.ጳ. ልዮን መበል 14 ናብ ስጳይና ኣብ ዝተጓዕዙሉ እዋን ጻውዒት ሰላም የሐድሱ June 7, 2026ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ኣብዚ ናብ ሃገረ ስጳይና ኣብ ዝገብርዎ ጉዕዞ ንዘሰንዮም ናይ ዝተፈላለያ ማእከናት ዜና ልኡካን ጋዜጠይናታት ሰላምታ ድሕሪ ምቕራብ ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ፡ ኣብ ዩክሬን ዘሎ ኩነታት ብዘተ ክፍታሕ ከም ዘለዎ ደጊሞም ብምርግጋጽ፡ ንሊባኖስ ዘለዎም ቅርበት ብምግላጽ ብዛዕባ ግህሰትን መዓት ኩናትን ከም ዘስተንተኑ ዜና ቫቲካን ኣፍሊጡ። ንኩሉ ኣንብብ
- ህሙማን ህጻናት ቤት ሕክምና ህጻነ ኢየሱስ ቫቲካን ንር.ሊ.ጳ ዝለገስዎ ኣሳእል June 7, 2026ሕጻናት ቤት ሕክምና ህጻነ ኢየሱስ ቫቲካን ንር.ሊ.ጳ ልዮን መበል 14 ኣብዚ ናብ ስጳይና ዝገብርዎ ሓዋርያዊ ጉዕዞኦም ሰናይ ምንዮቶም ብዝገልጽ ኣሳእል የሰንይዎም፡ እቶም ሕጻናት ዝሳእልዎ ናይ ሰናይ ምንዮት መግለጺ ንቕዱስነቶም ኣብታ ናብ ስጳይና ኣብ ዝተጓዕዙላ ነፋሪት ናይ መራኸቢ ብዙሓን ጉዳይ ዝሓልይ ናይ ቅድስቲ መንበር ላዕለዋይ ቤት ጽሕፈት ጋዜጠይናታት ከም ዘረከብዎም ዜና ቫቲካን ኣፍሊጡ። ንኩሉ ኣንብብ
- ካርዲናል ቦ፦ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሚያንማር ከምዘይተረሰዐት ክስምዓና ይገብሩ June 6, 2026ጳጳሳት ሚያንማር ንሓዋርያዊ ዑደት ኣብ ሮማ ከም ዝርከቡን፡ ሊቀ ጳጳሳት ያንጎንን ኣቦ መንበር ጉባኤ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ሚያንማርን ካርዲናል ቻርለስ ማውንግ ቦ ብዛዕባ ጳጳሳት ምያንማር ምስ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ልዮን መበል 14 ዝተኻየደ ርክብን ኩነታት ሃገሮምን ምስ ዜና ቫቲካን ኣብ ዘካይድዎ ቃለ መሕትት፡ ምያንማር ዘይተረሰዐትን ኣብ ጸሎትን ቅርበትን ቅዱስ ኣቦና ህልውቲ እያ" ይብሉ። ንኩሉ ኣንብብ
ኣቡነ መንግሥተኣብ ሊቀ-ጳጳስ ዘመንበረ ኣሥመራ